ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ- መጠይቅ - ምስ አቶ የማነ ገብረአብ አማኻሪ ፕረዚደንት ኤርትራ -3ይ ክፋል


Yemane-Gebreab
Yemane-Gebreab

ኣባል'ቲ ጉጅለ ፕረዚደንታዊ ኣማኻሪ ኣቶ የማነ ገብረኣብ ምስ ድምፂ ኣሜሪካ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቅ ጌሮም'ለዉ።

ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊን ጉዳያት ውሽጢ ሃገርን ዝጠመተ ቃለ-መጠይቅ ብተኸታታሊ ክቐርብ'ዩ። ንሎሚ ግን ኩነታት ማዕቀብን ምስ ኢትዮጵያ ዘሎ ኩነታትን ዝምልከት ሓጺር ቃለ-መጠይቅ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ቀሪቡ ኔሩ። ብሰሉስ ኸአ ርክብ ኤርትራን ኣሜሪካን ጉዳይ ቅዋምን እሱራትን ተላዒሉ'ሎ። ናይ ሎሚ ኸአ ብዛዕባ ሰብአዊ መሰላት ነፃነት ሃይማኖት ኩነታት መንእሰያትን ዝጠመተ'ዩ።

ንምስምዑ ኣብ ምልክት ድምፂ ጠውቁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:18 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG