ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኩነተ-ሰላምን-ፀጥታን ኤርትራ ዘተኮረ ፍሉይ መደብ

  • በትረ ስልጣን

ኤርትራ ካብ'ተን ትሑት ገበን ዝፍፀመለን ሃገራት ምኻና ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ገሊፁ

ውሽጣዊ ሰላምን ህድኣትን ኤርትራ ኣብ ዘተኣማምን ብርኪ ዝበፅሓሉ ብምትሕግጋዝ ህዝቢን ሓይሊ ፀጥታን ምኻኑ ምንስቲር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ገሊፁ።ንሱ ነዚ ዝገለፀ ብምኽንያት ዕስራ ዓመት ኩነታት ሰላምን ፀጥታን ኤርትራ ኣመልኪቱ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ ቃለ-ምልልስ እዩ።

ንሃገራዊ ድሕነት ሓንቲ ሃገር ወሳኒ፣ውሽጣዊ ሃገራዊ ስኒት ከምኡውን ማሕበራዊ ፍትሒ ምኻኑ‘ውን ሓቢሩ።

ንውሽጣዊን ግዳማዊን ፅልዋታት ኩነታት ፀጥታን ሰላምን ኤርትራ ዝዳህሰሰ ፍሉይ መደብ ቀሪብና‘ለና።

XS
SM
MD
LG