ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ኣህጉራዊ ዋዕላ ኣስመራ ንጥንቃቀታት ምድካይ ልሙዕ መሬት
ኣብ ኣስመራ ካብ 4 ክሳብ 6 ጥሪ 2025 ኣብ ዝተጋብአ ኣህጉራዊ ዋዕላ፡ ካብ መንጎ ዝቐረቡ መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ ንጥንቃቀታትን ዕቃበን ልሙዕ ሓመድ ዝምልከት’ዩ ነይሩ። ኣብቲ “ኣህጉራዊ ዞባዊን ምትሕግጋዝ ንዘላቒ ልምዓት” ዝተሰምየ ዋዕላ ነዚ መጽናዕታዊ ወረቐት ዘቕረቡ ካብ ኮለጅ ሕርሻ ሓመልማሎ’ዮም።
ቅጥዒ