ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሳልፊ ዴሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጀርመንን ጎንደር ኢትዮዽያን ዋዕልኡ ከምዘካየደ ኣቦ መንበር ሰልፊ ኣቶ መንግስተኣብ ኣስመሮም ገሊጹ።ኣብ‘ዚ ጉባኤ‘ዚ ካብ ኩሉ ኩርናዓት ናይ ዓለም ዝተወከሉ ተሳተፍቲ ከምዝተረኸቡ'ውን ተሓቢሩ።

እቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮዽያ ዝተካየደሉ ምኽንያት፣ኣባላት ናብ ኣውሮዻን ማእከላይ ምብራቅን ስሒብካ ኣብ‘ቲ ኣኼባ ንክሳተፉ ሕፅረት ዓቅሚን ቪዛን ክረኽቡ ስለዘይኽእሉን ምኻኑ‘ውን ኣቶ መንግስተኣብ ገሊፁ።

XS
SM
MD
LG