ዶ/ር ኤደን ታረቀ፤ ን30 ዓመታት ኣብ ስርዓተ-ኣመጋግባን ኣከባቢን


ዶ/ር ኤደን ታረቀ፤ ን30 ዓመታት ኣብ ስርዓተ-ኣመጋግባን ኣከባቢን

No media source currently available

ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ስርዓተ-ኣመጋግባ ብግብሪን መጽናዕቲን ክትነጥፍ ዝጸንሐት ዶክተር ኤደን ታረቀ፡ ኣብቲ ኣብ መፋርቕ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ኣስመራ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ኤርትራ ስራሓታ ንምርኢት ኣቕሪባ ነይራ። ዶክተር ኤደን ኣብቲ ብትግርኛ “ሓኖኽ” ዝብል መጸውዒ ስም ዝሃበቶ ስርዓተ ኣመጋግባን ዘለዋ ሓሳባት ኣካፊላ ኣላ።

​
XS
SM
MD
LG