ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ኤርትራ፡ ብሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዝተመወለት ሓዳስ ሆስፒታል ተሃኒጻ

ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ኤርትራ፡ ብሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዝተመወለት ሓዳስ ሆስፒታል ተሃኒጻ
ኣብ ከተማ ሰንዓፈ ኤርትራ፡ ብሕቡራት ሃገራትን ሕብረት ኤውሮጳን ዝተመወለት ሓዳስ ሆስፒታል ተሃኒጻ

እታ ብ80 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸት ሆስፒታል፡ ን85 ሺሕ ነበርቲ`ቲ ኸባቢ ከገልግል`ዩ ተባሂሉ`ሎ።

ወኪል ፕሮግራም ልምዓት ሕቡራት ሃገራት ክሪስቲን ኡሙቶኒ፡ “ ነዚ ሆስፒታል ተባሂላ ዝወጸት ነብሲ ወከፍ ዶላር ኣብ ግብሪ ውዒላ`ያ፡ ኣቑሑት`ውን ኣብ ቦትኡ ኣሎ” ኢላ።

ወኪል ሕቡራት ሕብረት ኤውሮጳ ብወገኑ፡ ነቲ ተጀሚሩ ዘሎ ኣስተዋጽኦ ልምዓት ንምቕጻል ምስ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ስምምዕ በጺሑ`ሎ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG