ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካናዳዊ ትካል ዕደና ሳንሪጅ ኣብ ዱባሩባ ኤርትራ ዳህሳስ ዛዚሙ ናብ ኳዕቲ ይሰጋገር ከምዘሎ ኣፍሊጡ


Debarwa-Head-Frame
Debarwa-Head-Frame

ኣብ ከባቢ ኣስመራ ናይ ዕደና ንጥፈታት ኣብ ምክያድ ዝርከብ፣ካናዳዊ ትካል ዕደና ሳንሪጅ፣ ኣብ ዱባሩባ ከካይዶ ዝፀንሐ ናይ ዕደና ዳህሳስ ዛዚሙ፣ ናብ ኳዕቲ ይሰጋገር ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

ፈቃድ ዕደና እንተረኺቡ ድማ፣ ካብ መወዳእታ 2013 ኣትሒዙ ምህርቲ ምሕፋስ ከምዝጅምር ገሊፁ‘ሎ።

ኣብ ትካል ዕደና ሳንሪጅ ኣካያዲ ስራሕን ተወካሊን ኩባንያ ሳንሪጅ አቶ አማኑኤል አረፋይነ ን'ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መጠይቅ ከም ዝበልዎ ትካሎም ኣብ ከባቢ አስመራ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ፕሮጀክት ተኺሉ ይንቀሳቀስ ከም ዘሎ ገሊፆም።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG