ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ካብ ዕደና ማዕድናት ክመጽእ ንዝኽእል ብከላ ኸባብን መርዛማነት Lead ን ትቃለስ-Part-2


ሓታላ ዕደናን፡ ኣብ ጠቕሚ ዝወዓለ ዘይትን ኣብ ፍሉይ ገንኢ ከምዝተሓዝ ይግበር ይብሉ ሰብ-ስልጣን

ኣብ ሚንስትሪ ማይ፡ መሬትን ከባብን ሓላፊ ክፍሊ ሓለዋ ኸባቢ ኣቶ ሞገስ ወልደዮሃንስ፡ ንሓለዋ ኸባቢን ጥዕናን ትከታተል ሓንቲ ብሃገር ደረጃ ዝቖመት ኮሚቴ ከምዘላ ንቪኦኤ ገሊጾም።

“ሊድ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ንጥረ ነገር ምስ ማዕድናት ሓቢሩ ስለዝወጽእ፡ እሞ ኸኣ ኣብ ጥዕና ብፍላይ ድማ ኣብ ሓንጎል ሕጻናት ከቢድ ሳዕቤን ዘለዎ ስለዝኾነ፡ ኣብ ዕደና ዝወዓሉ ሰራሕተኛታት፡ ክዳውንቶም ከይተረፈ ቀይሮም`ዮም ምስ ስድራቤቶም ዝጽንበሩ” ኢሎም።

ንምሉእ ቃለመጠይቕ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Part-1

Part-2

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG