ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወደባዊት ከተማ ባጽዕ ኣይዓበየትን ኢሎም ፕረሲደንት ኢሳያስ


ኣብ ኤርትራ፡ ወደባዊት ከተማ ምጽዋዕ ካብ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ናጻ ዝወጸትሉ መበል 22 ዓመት፡ ካብ ለካቲት 10 ጀሚሩ ኣብ ከተማ ባጽዕ ንሰለስተ መዓልታት ተጸንቢሉ።

ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ነታ ወደብ ንምዕባይ ዝተኻየደ ልምዓት ዘነይት ኣይኮነን ኢሎም።

ሰናይት ሃብቱ ተወሳኺ ጸብጻብ ኣለዋ፡ ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡

XS
SM
MD
LG