ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ንኤርትራ ዝምልከት ሰነድ ፈስቡክ፣ፎርጅድ‘ዩ ይብል መንግስታዊ ባዓል-ስልጣን


ኤርትራ
ኤርትራ
ንፀጥታን ድሕነትን ኤርትራ ዝምልከት ዝብል ሰነድ ኣብ ፈስቡክ ተዘርጊሑ‘ሎ።እቲ ሰነድ ብመንፅር‘ቲ ኣብ‘ዚ ቀረባ ኣብ ምንስቴር ዜና ኤርትራ ዝተፈጥረ ኩነታት ክጠቅስ ከሎ፣እቲ ምንቅስቃስ፣ወትሃደራዊ ዘይኮነስ ናይ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነትን ትሕቲ ሃገራዊነትን ተባሂሉ ንክፅዋዕ፣ ከምኡውን ኣብ ልዕሊ ኣዘዝቲ ሰራዊትን መራሕቲ ሲቪላዊ ምምሕዳራትን፣ ክሳብ ናይ ሞት ስጉምቲ ክውሰድ ይኽእል‘ዩ ይብል።

ኣብ ምንስቴር ወፃኢ ኤርትራ፣ ዳይረክተር ቤት ፅሕፈት ምንስትር ዝኾነ ኣቶ ፀሃየ ፋሲል ግና፣እቲ ሰነድ ዝተተምነየ(ፎርጅድ)እዩ።ካብ ማሕተሙ፣ርእሲ‘ቲ ደብዳቤ ኩሉ ትሕዝትኡ ፎርጀርይ‘ዩ።እዚ ድማ፣ ብፀላእትን ብናይ ስለያ ትካላትን ዝተበገሰ’ዩ ይብል።

ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:27 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG