ጠርናፊን መራሕን`ታ ጉጅለ ቆልዑት መም/ኤፍረም ፍቓዱ፡ ብድሲፕሊኖኦምን ትምህርቶምን ብቑዓት ዝኾኑ ተማሃሮ ኣብ`ታ ጉጅለ ከምዝሕቆፉ ይገልጽ፡
ምስኡ ዝተገብረ ወግዒ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ መንእሰያት ቐሪቡ`ሎ
ምስኡ ዝተገብረ ወግዒ ኣብ ናይ ሎሚ መደብ መንእሰያት ቐሪቡ`ሎ
ኣባላት ባህሊ ዋሪ፡ ብዘቕርብዎ ተዋስኦን ግጥምታትን ንብዙሓት ካልኦት ቆልዑት ብኣወንታ ከምዝጸለዉ ይግለጽ