ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ዝሓለፉ ’20 ዓመታት እዋን ናፅነት ኤርትራ’ እንታይ ተፈፂሙ?


Eritrea-Bisha-Mining
Eritrea-Bisha-Mining
ሓንቲ ሃገር ብቁጠባ ክትዓቢ እንተዳኣኮይና፣እቲ ናታ ትሕተ-ቅርፃ ክተማዕብል ኣለካ።ህዝቢ ኤርትራ ናፅነቱ ምስተጎናፀፈ፣ነቲ ቁጠባ ኣብ ዝላዓለ ብርኪ ከብፅሕ ዘካይዶ ዘሎ ወፍሪ፣ፅርግያታት ኣብ ምስራሕ፣ቢንቶታት፣ ዲጋታት ብምህናፅ ከምዝግለፅ ይዛረብ ኣቶ ክፍለየሱስ ምስግና።

ዶ/ር ጋይም ብወገኑ፣እቲ ትሕተ ቅርፂ ዝባሃል፣ናይ መወዳእታ ዕላማ ኣይኮነን።መሳርሒ‘ዩ።ኢንፍራስትራክቸር ናይ ስራሕ ዕድል ክፈጥር‘ለዎ።ናይ ወፍሪ ዕድል ክፈጥር‘ለዎ።ነቲ ብሕታዊ ጥሪት ከዳብር ኣለዎ።ኣብ ኤርትራ መገድታት ሰሪሕካ፣እንተዳኣ ወኻሩ ኮይነን ዝጎያሉ እንታይ ረብሓ ኣለዎ ይብል።

ክልቲኦም ኣጋይሽ፣ኣብ ትግባረ ቅዋም‘ውን ናይ ገዛእ ርእሶም ሪኢቶ ሂቦም‘ለው።እዚ መደብ‘ዚ ፅባሕ ሓሙስ‘ውን ክቅፅል‘ዩ።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:21 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG