ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ መደረ መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ


Eritrean President Isaias Afewerki
Eritrean President Isaias Afewerki

15 ኣንጻርና ዝቐነዐ ውዲት ኔሩ ንሕና`ውን ኣብ ዘይሰንፍ ሓኾተ ጸሚድና ኢና ጸኒሕና ኢሎም ፕረሲደንት ኢሳያስ

ሎሚ ኣብ ዝተኸብረ መበል 22 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብ ስታድየም ኣስመራ ተረኺቦም ናይ ኸባቢ 10 ደቓይቕ መደረ ዘስምዑ ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ብዛዕባ ምኽባር ውሳነ ዶብ፡ ካብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝስደዱ መንእሰያት፡ ከምኡ`ውን ብዛዕባ ልምዓታዊ መደባት መንግስቲ ተዛሪቦም።

ነቲ መደረ ብኸፊሉ ዝምልከት ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ምስማዕ ይክኣል፡
eritrea-22-independence-day-PIA-Speech
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:27 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG