ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትካል ዕደና ቢሻ ናይ ፈለማ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍስ ጀሚሩ ኢሉ ካናዳዊ ትካል ዕደና ኒቭሰን


ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ ትካል ዕደና ቢሻ ናይ ፈለማ ምህርቲ ወርቂ ክሓፍሽ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ።

እዚ ኣብ ምዕራብ ኤርትራ ፍሉይ ሽሙ ቢሻ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ቦታ ናይ ወርቂ ዕደና ኣብ ምክያድ ዝርከብ ትካል ዕደና ቢሻ ናይ መጀመርታ ምህርቲ ወርቂ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ከምዘውጽአ ካናዳዊ ትካል ዕደና ኒቭሰን ገሊፁ።

ኣብዚ ናይ ፈላማ ምህርቲ 26 ኪሎ ግራም ዝምዘና 2 ናይ ወርቂ ጭራማት ከምዝወፀን እዚ’ውን እቲ ትካል ኣቀድም ኣቢሉ ብዘውፀኦ መደብ መሰረት ከምዝተሳለጠ ተገሊፁ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG