ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቢሻ ኩባንያ ማዕድን፡ ፈላማይ ምህርቲ ወርቂ ንፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣረኪቡ


ማዕድን ቢሻ ዝሓልፈ መወዳእታ ዓመት ቐዳማይ ጽሩይ ምህርቲ ወርቂ ከም ዘውጽአ ምሕባሩ ይፍለጥ

ኣብቲ ኣብ ቤተ መንግስቲ ዝተኻየደ ስነ-ስርዓት፡ ስበ-ስልጣን መንግስቲ ኤርትራን ኣባላት ቦርድ ቢሻ ኩባንያን ተረኺቦም ኔሮም።

ቢሻ ኩባንያ ምዕድን፡ ኣብ ቀረባ ኣብ ዕዳጋ ዓለም ወርቂ ክሸይጥ ኸምዝጅምር ጸብጻባት ሓቢሮም

ብመሰረት ኣቐዲሙ ዝተሓንጸጸ፡ ማዕድን ቢሻ ዝሓልፈ መወዳእታ ዓመት ቐዳማይ ጽሩይ ምህርቲ ወርቂ ከም ዘውጽአ ምሕባሩ ይፍለጥ።

ቢሻ ኩባንያ ማዕድን ፡26 ኪሎ ግራም ዝምዘን ወርቂ ከምዝቐረበ ትሓቢሩሎ።

XS
SM
MD
LG