ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ከተማ መንደፈራ ዝርከብ ሆስፒታል ፌስቱላ ፅቡቅ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ተሓቢሩ


ኣብ ኤርትራ ከተማ መንደፈራ ዝርከብ ሆስፒታል ብዛዕባ ዝውሃብ ዘሎ ናይ ፌስቱላ ሕክምና ብዝምልከት ሰናይት ሃብቱ ንተጠቀምቲ ኣገልግሎት ዝኾና ኣዴታት ኣዘራሪባ ዘዳለወቶ ካልኣይ ክፋል ጸብጻብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡

ኣብ ኤርትራ ብሰንኪ ዕጉት ሕርሲ ዘጋጥም ናይ ፌስቱላ ፀገም ንዘለወን ኣዴታት ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ዝህብ ሆስፒታል ኣብ ኸተማ መንደፈራ ይርከብ።

እቲ ሆስፒታል ኻብ 2004 ኣትሒዙ ዛጊድ ኻበየ ኩርንዓት'ታ ሃገር ንዝመፃ ሽዱሽተ ሚእቲን ሓምሳን ዝኾና ኣዴታት ሓኪሙ'ሎ።

እተን ኣዴታት ንነዊሕ ዓመታት ብሰንኪ'ቲ ሕማም ጥዕናዊ ጥራይ ዘይኮነ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ሽግራት ከሕልፋ ዝፀንሓ'የን።

ገለ ካብተን ተሓከምቲ በዚ ክሕከም ከም ዝከአል'ካ ከይፈለጠኦ ዝፀንሓ ፀገም ጥዕና ካብ ሰብ ተገሊለን ክሳቀያ ከምዝፀንሓ ተዛሪበን።

ቀዳማይ ክፋል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ

ካልኣይ ክፋል ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቕ

XS
SM
MD
LG