ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ሰላም ኢትዮጵያን ኤርትራን' መዘራረቢ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ


ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ ዝተኸፈተሉ ዕለት
ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ኣብ ዝተኸፈተሉ ዕለት

‘ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዝተኸትመ ውዕል ሰላም ካብ ብደረጃ መራሕቲ ናብ ህዝቢ ክሳብ ዘይወረደ ውጽኢታዊ ክኾን’ዩ ዝብል እምነት ከምዘይብሉ’ ይዛረብ ዶ/ር በረከት ብርሃነ።

ዶ/ር ክንፈ ኣብራሃ ብወገኑ ‘እቲ ተበግሶ ሰላምን ምዕባለን ምስ ዝምልከቶም ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ተራኺብካ ንምዝርራብ ምቅርራብ ከምዘሎ’ ጠቒሶም።

መገዲ ራማ ዓዲዃላ ባሕቲ መስከረም ክኽፈት ከሎ ኣብ’ቲ ስፍራ ዝነበሩ መሰኻኽር ናይ ዓይኒ’ዮም ክልቲኦም ኣጋይሽና።

ንሰላምን ምዕባለን ክልቲኤን ሃገራት ዝነጥፍ ማእከል መጽናዕትን ምርምርን ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ንምኽፋት ድልየት ከምዘሎ’ውን ይጠቕሱ ኣጋይሽና።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:22 0:00

XS
SM
MD
LG