ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓረስቶት ዓዲ-ዃላን ዛላምበሳን ኣብ ፍቕሪ`ምበር ኣብ ምጭኽኻን የለናን ይብሉ


መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ሓረስቶት ዶብ ክልቲኡ ሸነኽ ኣራኺቡ`ሎ

ኣቶ ኪሮስ ገብረመድህን ካብ ከባቢ ዛላምበሳ ክኾኑ ከለዉ፡ ኣቶ ኣረፋይነ ተኽለ ካብ ከባቢ ዓዲ-ዃላ`ዮም።

ኣብ ሩባ መረብ ኮነ ኣብ ምብራቓዊ ሸነዅቲ ዶብ ብፍቕርን ብምክብባርን ከምዝነብሩ ይገልጹ።

ምሉእ ፕሮግራም ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
XS
SM
MD
LG