ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ 45% ካብ ባጀታ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ትምድብ- ሚንስተር ሰመረ ርእሶም


እታ ሃገር ትኽተሎ ፖሊሲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ዘድሃበ`ዩ`ውን ይብሉ

ኣብ ማእከላይ ደረጃ ትምህርቲ ዝኣትዉ ተማሃሮ ካብ 28 ሺሕ ናብ ልዕሊ ሚእቲ ሽሕ ከምዝወሰኸ ብኣብነት ዝጠቐሱ ኣቶ ሰመረ፡ 2ተ ዝነበራ ቤት ትምህርቲ ተክኒክ ናብ 6ተ ክብ ከምዝበላ ገሊጾም።

“ወጻእተኛታት መማህራን ቆጺርና ነስርሕ ኣለና። ግን ንሳቶም ዝወጽሉ ውጥን ኣቐሚጥና ኣለና። እቶም ንዝለዓለ ትምህርቲ ናብ ወጻኢ ንልእኾም ተመሃሮ ናብ ሃገሮም ምስተመልሱ ነቶም ኻብ ወጻኢ ዘምጻእናዮም ንኽትክእዎም`ዩ ዕላማና”

ናብ ወጻኢ ሃገር ዝለኣኹ ተማሃሮ ተወዳደርቲ ኾይኖም፡ ብቕዓቶም የምስክሩ ኸምዘለዉ`ውን ሚንስተር ትምህርቲ ሰመረ ርእሶም ንጋዜጠኛ ቪኦኤ ፒተር ክሎቲ ኣብ ኣስመራ ገሊጾም፡

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG