ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ቁጠባ ኤርትራ ክሳብ 10 ሚእታዊት ክዓቢ ትፅቢት ኣለዎ` ሚኒስቲር ኢንቨስትመንት'ታ ሃገር

Dr. Welday Fitur
Dr. Welday Fitur

ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ ማዕቀብ ዘይፍትሓዊ፣ዘይግባእ እዩ።እዚ ካዓኒ ባንክራፕሲ ናይ ባይቶ ፀጥታ‘ዩ ዘርኢ ዝበለ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር፣እቲ ማዕቀብ ሕጂ ወግዓዊ ይኹን`ምበር ዝጸንሐ`ዩ፡ ኣብ ልዕሊ ቁጠባ ኤርትራ ድማ ፅልዋ ከሕድር ኣይኽእልን፡ብዙሕ‘ውን ኣየሰምበደናን ኢሉ

ምንስቲር ኢንቨስትመንት ኤርትራ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር ኤርትራ ከምኣባል መጠን ምስ ኣይ-ኤም-ኤፍ ተሓባቢራ ትሰርሕ'ያ።ንሶም ዝብልዎምን ክገብርዎ ዝደልዩን ግና ኣይንኽተልን ኢና ይብል።ዶ/ር ወልዳይ ወሲኹ ኣብ ሕርሻ ክመፅእ ዝኽእል ለውጢ ነዊሕ ዝወስድ ስለዝኾነ ብዙሓት እንተታት ክህልዎ ይኽእል እዩ።ኪኢላታት ቁጠባ - ኤርትራ ብማክሮ ኢምባላንስስ ሮሞቕ ክትብል'ያ ዝብል ገምጋም ነይሩዎም ግን ኣይኮነን ይብል።

ቤት ምኽሪ ፀጥታ ሕ/ሃ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘንበሮ ማዕቀብ ዘይፍትሓዊ፣ዘይግባእ እዩ።እዚ ካዓኒ ባንክራፕሲ ናይ ባይቶ ፀጥታ‘ዩ ዘርኢ ዝበለ ዶ/ር ወልዳይ ፍጡር፣እቲ ማዕቀብ ሕጂ ወግዓዊ ይኹን`ምበር ዝጸንሐ`ዩ፡ ኣብ ልዕሊ ቁጠባ ኤርትራ ድማ ፅልዋ ከሕድር ኣይኽእልን፡ብዙሕ‘ውን ኣየሰምበደናን ኢሉ

ቀዳማይ ክፋል ቅለመጠይቕ

ኻልኣይ ክፋል ቃለመጠይቕ

XS
SM
MD
LG