ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር ኣብርሃም ገብረየሱስ፡ ኣማኻሪ ባህሪያዊ ኣመጋግባን ጥዕናን-ካልኣይ ክፋል


Dr. Abrham Ghebreyesus
Dr. Abrham Ghebreyesus

ዶር ኣብርሃም፡ “ መፍትሕ ጥዕና “ ዘርእስታ ብትግርኛ ዝተጻሕፈት ዓባይ መጽሓፍ ዘውጽአ`ዩ

ዶር ኣብርሃም ገብረየሱስ፡ ተፈጥሮኣዊ መግብታት ብምጥቃም፡ ንብዙሕ ሕማማት ምክልኻል ከምዝክኣል ይገልጽ።

ኣመጋግባና ንስርዓት ምሕቓቕ ዝሰማማዕ ክኸውን ከምዘለዎ`ውን ይመክር። ኣብ ኣመጋግባና ብሓደ ክሕወሱ ዘለዎምን ዘይብሎምን ኣብ ጥዕናና ዓቢ ገደ ከምዘለዎ`ውን ይገልጽ።

ዶር ኣብርሃም፡ “ መፍትሕ ጥዕና “ ዘርእስታ ብትግርኛ ዝተጻሕፈት ዓባይ መጽሓፍ ዘውጽአ`ዩ

ምስ ዶር ኣብርሃም፡ ስፍሕ ዝበለ ቃለ-መጠይቕ ኣካይድና`ለና።

ቀዳማይ ክፋሉ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Dr. Abrham Ghebreyesus
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:43 0:00
መራገፊ


ኻልኣይ ክፋል ቃለ - መጠይቕ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡
Dr. Abrham Ghebreyesus Part 2
please wait

No media source currently available

0:00 0:19:19 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG