ሮራ ዲጂታል ላይብረሪ ኣብ ኤርትራ ንኣብያተ ትምህርትን ተማሃሮን ንምሕጋዝ ይነጥፍ


ሮራ ዲጂታል ላይብረሪ ኣብ ኤርትራ ንኣብያተ ትምህርትን ተማሃሮን ንምሕጋዝ ይነጥፍ

No media source currently available

ሮራ ዝተባህለ ዲጂታላዊ ቤተ መጸሓፍቲ ፡ ኣብ ኤርትራ ንኣብያተ ትምህርትን ተማሃሮን ንምሕጋዝ ይነጥፍ ኣሎ። ዳይሬክተር`ቲ ትካል ኣቶ ክፍሎም ሚካኤል፡ ትካሉ፡ ነቲ ዘሎ ሕጽረት ኢንተርነት ንምፍታሕ፡ ፍልጠት ብዲጂታላዊ መንገዲ ንክመሓላለፍ ዝሕግዝ ዝተፈላለዩ መንገድታት ይጥቀም ከም ዘሎ ይገልጽ።

​
XS
SM
MD
LG