መሕተሚ
ዋሕዲ ምልቃሕ መጻሕፍቲ ተፈቲሑ ይብሉ ተጠቀምቲ
ኣብ ኣስመራ ትርከብ ወኪል ሬድዮ ድምጺ ኣመሪካ ሰናይት ሃብቱ፡ ምስ ተጠቀምትን ሓልፍትን`ቲ ላይብረሪ ዝገበረቶ ውግዒ ተኸታተሉ።
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 2 የካቲት 2023 ዜና (ሚ/ትምህርቲ ኢትዮጵያ ህንፀት 71 ኣ/ትምህርቲ ምጅማሩ ኣፍሊጡ ፥ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሰስ ምስ መንእሰያትን መራሕቲ ሃይማኖትን ተራኺቦም ተዘራሪቦም ፊሊፕነስ ንተወሰኽቲ ወታሃደራዊ መዓስከራት ኣመሪካ ማዕጾኣ ትኸፍት) መደብ ጥዕና የጠቓልል