አስመራ —
ሽልማት ሸፈነ ክታበት
ብዛዕባ ሸፈነ ኽታበት ኣብ ኤርትራን ዝተረኽበ ዓወትን ብዝምልኸት ምስ ሓላፊ ሃገራዊ መደብ ኽታበት ኣቶ ቴድሮስ ይህደጎ ዝተኻየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።