ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ብኣውቲዝም ንዝተጸገሙ ቆልዑት ዝሕግዝ ማሕበር ቆይሙ


ኣብ ኤርትራ ኣውቲዝምን ዳውን ሲንድሮምን ተባሂሎም ብዝፍለጡ ዓይነት ሕማማት ዝተጠቕዑ ናይ ኣእምሮ ጸገም ዘለዎም ቆልዑ ብዝምልከት ዝሰርሕ ማሕበር ቆይሙ። ጸገም ኣውቲዝምን ዳውን ሲንድሮምን ዘለዎም ቆልዑ ኻብ ካልኦት ሕማማት ብዝተፈለየ ኣብ ሕብረተሰብ ብዘሎ ግጉይ እምነት ኻብ ገዛ ወጺኦም ኣብ ዝኾነ ማሕበራዊ ንጥፈታት፡ ኣብ ክንዲ ዝኽሳትፉ ምግባር ክሕብኡ ስለዝግበር ነቲ ጸገም ንምቕራፍ ኸቢድ ጻዕሪ ዝሓትት ኾይኑ ይርከብ።

ሓደ ካብቲ ጻዕሪ እምበኣር ነዞም ቆልዑ ዘስተምህር ቤት ትምህርቲ ኣብ ኣስመራ ከምዝቐውም ተገይሩ`ሎ።

ሰናይት ሃብቱ ካብ ኣስመራ ዝለኣኸቶ ምሉእ ጸብጻብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ።

XS
SM
MD
LG