ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ቅድሚ 10 ዓመታት ዝኣሰረቶም ላዕለዎት ሰበ-ስልጣን ነበርን ጋዜጠኛታትን ክትፈትሕ ዓለም-ለኸ ጸቕጢ ይሕይል


ን10 ዓመታት ክፍትሑ ሓቲትና ኣይተሰማዕናን፡ ሎሚ ግን ኤርትራ ምስላ ክትቕይር ትፍትን ዘላ ትመስል ይብል ሁማን ራይትስ ዋች

ኣብ ሁማን ራይትስ ዋች ተመራማሪ ጉዳይ ኣፍሪቃ ቤን ራውለንስ ፡ኤርትራ ምስ ብዙሓት ሃገራት፡ ርክባ ንምምሕያሽ ትፍትን ዘላ ትመስል ይብል።

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ኒው ዮርክ ኣብ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ቀሪቦም ማዕቀብ ይልዓል ክብሉ ኸለዉ፡ ንእሱራት ምፍታሕ ምጠቐሞም ይብል ወሲኹ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG