ኣካፍል
መሕተሚ
ነቲ ኤርትራ ዘቕረበቶ ጻውዒት ዛጊት ካብ ባይቶ ጸጥታ ወግዓዊ ምላሽ ኣይተዋህቦን ዘሎ።
ስውራዊ ግንባር ዲሞክራሲያዊ ሓርነት ዓፋር(ARDUF) ምስ ዓበይቲ ዓዲ ዓፋር ተዘራሪቡ ነቶም ወጻእተኛታት ክለቆም ምዃኑ ገሊጹ`ሎ።
ኣብ`ቲ ፍጻመ ኤርትራ ኢድ ከምዘይነበራ ኣርዱፍ ምግላጹ ይዝከር።