ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ዝተሳለጠ ዞባዊ ዋዕላ ሰነ-መሬት ዓረብ ኑብያን ሸልዲ


ኣብ ኤርትራ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ ክሳብ ዝሓለፈ ቀዳም ዞባዊ ዋዕላ ሰነ-መሬት ዐረብ ኑብያብ ሸልዲ ተኻይዱ።

ኣብቲ ኣብ አስመራ ዝተሳለጠ ናይ ሓሙሽተ መዓልታት ዋዕላ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመፁ ኪኢላታት ስነ-መሬትን ወከልቲ ኩባንያታትን ዕደና ተሳቲፎም።

አብቲ ዋዕላ ዝተፈላለዩ ምድላዋት'ውን ተኻይዱ። ኣብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ስራሓት ዕደና'ውን ንተሳተፍቲ መብርሂ ቀሪቡ ኔሩ።

ንምስምዑ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG