ድምጺ ኣመሪካ ንቃስም ሓማደ ቃለ-መጠይቕ ጌሩ`ሉ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ረቡዕ ፕሮግራም ተፈንዩ`ሎ፡ንምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡-
ሚንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ኣብዘይተገልጸት ምዕራባዊት ሃገር ኣሎ ይብል ሓደ ጋዜጣ ሽወደን
![Ali Abdu](https://gdb.voanews.com/3473fcd5-1d5a-4c03-9e4a-a1d4f6745d3e_cx0_cy21_cw0_w250_r1_s.jpeg)
ኣብ `ኤክስፕረሰን` ዝተባህለት ጋዜጣ ዝሰርሕ ቃስም ሓማደ፡ ንዓሊ ዓብዱ ብቐጥታ ኣይረኸብክዎን፡ ግን ብሓዉ ብሳልሕ ዮኑስ ኣቢለ ሕቶታት ኣቕሪበ ተመሊሱለይ ኣሎ ይብል