ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፖሊሲ ርእሰ ምርኮሳ ኤርትራ ሃገራዊ ዓቅምታትና ክንሃንፅ ኣኽኢሉና'ዩ ፣ አቶ የማነ ገብርኣብ


ፖሎቲካዊ አማካሪ መንግስቲ ኤርትራ አቶ የማን ገብረብ ኣጀንዳ ልምዓት'ታ ቀርኒ አፍሪቃዊ ሃገሮም ንዝኾነ ዓይነት መልክዕ ረድኤት ነፂጉ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኢንቨስትመንት ጥራይ ከምዝደሊ አፍሊጦም።

አቶ የማነ ገብርአብ ፖሎቲካዊ አማኻሪ ህዝባዊ ግንባር ንዲሞክራሲን ፍትሕን/ህግደፍ/ ምስ መሳርሕትና ፒተር ክሎቲ ኣብ አስመራ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቅ ብዛዕባ ፖሊሲ ርእሰ ምርኮሳ ኤርትራን ውፅኢቱን ገሊፆም'ለው ።

ሙሉእ ትሕዝታኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG