ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ሕርሻ - ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ዝተኣታተወ ዘርኢ ኣጃ


ኣቶ ዳንኤል ፅገ ካሕሳይ ነቲ ንኪሎ ክሳብ 2 ሚእቲ ናቅፋ ዝዋግኡ ኣዘውቲርካ ምዕዳግ ዘዋፅእ ከምዘይኮነ ኣብ ዝፈለጠሉ ብርኪ ካልእ መማረፂ ምንዳይ ኣገዳሲ ምኻኑ ተረዲኡ።

ብዛዕባ ዘርኢ ኣጃ መፅናዕቲ ድሕሪ ምክያዱ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ካብ ርእሱ ሓሊፉ ንካልኦት ኣብ ምስልጣን እዩ ዝርከብ።

ምስ ኣቶ ዳንኤል ዝተካየደ ቃለ-ምልልስ ኣዳምፁ -

XS
SM
MD
LG