ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኩናት ኣፍዓበት ኣብ ቅርጺ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝነበሮ ጽልዋን


ኤርትራ
ኤርትራ

ኢትዮጵያዊ ፕሮፈሰር ገብሩ ታረቀ፡ እንግሊዛዊት ጸሓፊት ሚከላ ሮንግ፡ ኤርትራዊ ኮማንደር ነበር መስፍን ሓጎስ

ኣብ ዘመነ ደርግ ካብ ዝተኻየዱ ዓበይቲ ውግኣት፡ ምፍራስ እዝ ናደው ሓደን ኣገዳስን ምንባሩ ፕሮፈሰር ገብሩ ይገልጽ።

ኣብ ኩናት ኣፍዓበት፡ ሰለስተ ሩስያውያን ወተሃደራዊ ኣማኸርቲ ምምራኾም ን ክረምሊን ዘሰንበደ ኔሩ ትብል ሚከላ ሮንግ።

ናይ`ቲ ግንባር ኣዛዚ፡ ኣብ`ዚ እዋን`ዚ ኣባል ተቓወምቲ መስፍን ሓጎስ፡ እቲ ኹናት ጽፉፍን ዘተኣማምንን ምድላው ከምዝተገብረሉ ይገልጽ፡

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
eritrea-battle-of-afabet
please wait

No media source currently available

0:00 0:15:42 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG