ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውዕሎ ቆልዑትን መንእሰያትን ኣብ ዛነት ሕዛእቲ ፎርት ሃንት ቨርጂንያ


ውዕሎ ቆልዑትን መንእሰያትን ኣብ ዛነት ሕዛእቲ ፎርት ሃንት ቨርጂንያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:07 0:00

ብምኽንያት መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 25 ግንቦት 2019 ኣብ`ቲ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ውጽእ ኢሉ ኣብ ቨርጂንያ ዝርከብ `ፎርት ሃንት` ዝብሃል መዛነይ ሕዛእቲ፡ ሕጻናትን መንእሰያትን ዝበዝሕሉ ኣሸሓት ኤርትራውያን ብሓባር ውዒሎም። ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ዝጻወታሉን፡ ዋንጫታት ዝሽለማሉን፡ ዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ንጥፈታት፡ ሕጻናት ብናጻ ክዕንድሩ፡ ከምኡ ኣዴታትን ኣቦታትን ከከም ዝምእምኦም ባህሎምን ልምዶምን ዘርኣይሉን ክዛነዩን ክጻወቱን ዝወዓልሉን፡ ካብ ሓለፍቲ መንገዲ ኣመሪካውያን ድማ፡ ምኽንያት`ቲ በዓል ዝሓትሉን፡ መበገሲኡ ዝርድኡሉን ኣጋጣሚ`ዩ ኔሩ

ብምኽንያት መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ፡ ዝሓለፈ ቀዳም 25 ግንቦት 2019 ኣብ`ቲ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ውጽእ ኢሉ ኣብ ቨርጂንያ ዝርከብ `ፎርት ሃንት` ዝብሃል መዛነይ ሕዛእቲ፡ ሕጻናትን መንእሰያትን ዝበዝሕሉ ኣሸሓት ኤርትራውያን ብሓባር ውዒሎም።
ጋንታታት ኩዕሶ እግሪ ዝጻወታሉን፡ ዋንጫታት ዝሽለማሉን፡ ዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ንጥፈታት፡ ሕጻናት ብናጻ ክዕንድሩ፡ ከምኡ ኣዴታትን ኣቦታትን ከከም ዝምእምኦም ባህሎምን ልምዶምን ዘርኣይሉን ክዛነዩን ክጻወቱን ዝወዓልሉን፡ ካብ ሓለፍቲ መንገዲ ኣመሪካውያን ድማ፡ ምኽንያት`ቲ በዓል ዝሓትሉን፡ መበገሲኡ ዝርድኡሉን ኣጋጣሚ`ዩ ኔሩ።
ቅነ-መበል 28 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ኣብ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ፡ ብዝተፈላለዩ ፖለቲካዊ ሰልፍታትን ጓይላታትን ተጸንቢሉ ምሕላፉ`ውን ኣይዝጋዕን፡
XS
SM
MD
LG