ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ መበል 21 ዓመት ናጽነታ ኣኽቢራ


ፕረሲደንት ኢሳያስ፡ ኤርትራ ብጠንቂ ዋሺንግተን ኣብ ዝብገስ ቀጻሊ ኹናት ተጸሚዳ`ላ ኢሎም

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣብ ኣስመራ ስታድየም ኣብ ዘስምዕዎ መደረ፡”ብታሪኽ ብኣህጉራዊ ውዕላትን ብመስዋእትነትናን ዘረጋገጽናዮ ልዑላውነትና፡ ድሕሪ ዝተሓላለኸ ውዲታት ብዘየወላውል ሕጋዊ መስርሕ ዳግማይ ተበይኑ ከብቅዕ፡ ብምምሕዳር ዋሺንግተንን ብላቔብኡ ወያነን ብወራር ተታሒዙ ይርከብ” ኢሎም።

ሰናይት ሃብቱ ካብ ኣስመራ ንዝለኣኸቶ ጸብጻብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG