ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓረስቶት ኤርትራን ክሊ ትግራይን ብኣዝመራ ሎምዘመን ዕግበቶም ይገልጹ


ሳላ ጽቡቕ ኸረምትን ጽቡቕ ምቅርራብን፡ ምህርቲ ኣዝመራ ሎሚዘመን ውሕስነት መግቢ ዘረጋግጸልና`ዩ ይብል ኣቶ መሓሪ ኻብ ማዕረባ። ኣቶ ኣበበ ሃብቱ ኻብ ወረዳ መኾኒ ብወገኑ ኣብ ውሽጢ ሓምሳ ዓመት ርኢናዮ ዘይንፈልጥ ምህርቲ ንዋጋ እኽሊ ቁልቁል ኣውሪዱዎ`ሎ ይብሉ.

ንምሉእ ዕላል ክልቲኦም ሓረስቶት ንምስማዕ ኣብቲ ተዳሊዩ ዘሎ ምልክት ድምጺ ጠውቑ

ኣብዚኣ'ሞ

ተጋሩ ነበርቲ ከባቢ ዶብ ድልየት ሰላም ንምግላፅ’ዩ ብዝብል ናብ ኤርትራ ዝገብርዎ ምስጋር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG