ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ኣብ ክልል ኦሮምያን ዞባ ሰሜን ጎንደርን ብዛዕባ ዝተፈጥረ ህውከት መግለጺ ሂቡ


ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያን ዞባ ሰሜን ጎንደርን ብዛዕባ ዝተፈጥረ ህውከት ከምዝዘተየን መግለጺ ከምዝሃበን ማእከላት ዜና መንግስቲ ጸብጺበን።

እቲ መግለጺ ኮሚቴ ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ አብ ቀረባ እዋን ብዝተፈላለዩ ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ክወሃቡ ዝቀነዩ ርእይቶታት ዘንጸባቐ'ዩ።

ጸረ- ሰላምን ሓይልታትን ጥፍኣትን ንሕቶታት ህዝቢ ብምዝባዕ ንኣፍራሲ ዕላምኦም ንምትግባር ተንቀሳቒሶም ክብል እውን እቲ መግለጺ ነቲ ኩነታት ገሊጽዎ’ሎ።

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ንዝጠፍአ ህይወት ንጹሃት ዜጋታት ተሓታቲ ገዛኢ ፓርቲ ኢህወዴግ እዩ ዝብሉ ተቓወምቲ ብወገኖም ሕጂ ዝዝረብ ዘሎ ውጥን ልዝብ ኣየእምንን እዩ ይብሉ።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

XS
SM
MD
LG