No media source currently available
ኣብ ከተማ መቐለ ብገዛ ፍቓዶም ዝተወደቡ 150 መንኣሰይ ኣብታ ከተማ ዝርከባ ኣድባራት ወርሓውን ዓመታውን ዘካይደኦም በዓላት ብሰላምን ስርዓትን ንኽፍፀም ይመርሑን የተሓባብሩን።