ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ- ንዘረባ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ምስ እትለውጥ ሶፍትዌር ዘማዕበሉ መሃንድስት


ኤርትራ- ንዘረባ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ምስ እትለውጥ ሶፍትዌር ዘማዕበሉ መሃንድስት
please wait

No media source currently available

0:00 0:05:14 0:00

ሓሙሽት ምሩቓት ኮምፕዩተር ምህንድስና፡ ካብ እንግሊዘኛ ናብ ትግርኛ ብድምጺ እትልውጥ ሶፍትዌር ኣማዕቢሎም። እዚ ናይ ፈለማ ስራሕ ምዃኑ ዘምልከቱ እቶም መሃንድሳት፡ እታ ስራሕ ኣብ ፈላሚ ብርኪ ደኣ ትሃሉ እምበር፡ ነቲ ካብን ናብን እንግሊዘኛን ትግርኛ ዝርአ ናይ ምትርጓም መስርሕ ከተቃልል ይትስፈዉ። እዚ ስራሕ ናይ ብዙሓት ኣካላት ተሳትፎን ኢድን ዘድልዮ እኳ እንተዀነ፡ መበገሲን ድሮ ተበጺሑ ዘሎ ደረጃን ካብቶም ኣማዕበልቲ ንስማዕ።

XS
SM
MD
LG