ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊት ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነ ተሸላሚት "ኦዳ" ኮይና


ኤርትራዊት ድምጻዊት ኤልሳ ኪዳነ ተሸላሚት "ኦዳ" ኮይና
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:00 0:00

ኤርትራዊት ድምጻዊት ኤልሳ ኢዳነ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኻየደ `ኦዳ ኣዋርድስ` ብልጽቲ ደራፊት ተባሂል ተሸሊማ`ላ። እቲ ንዝተፈላለዩ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ኣፍልጦ ዝህብ ዓመታዊ ፕሮግራም፡ ካብ ሸሞንተ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንዝተዋጽኡ ስነ-ጥበባውያን ሸሊሙ`ሎ።

XS
SM
MD
LG