ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤልሳ ጭሩም፣ምሕሳም መግቢ ቀፂላትሉ


ኤልሳ ጭሩም
ኤልሳ ጭሩም
ነባሪት ብሪጣንያ ዝኾነት ኤርትራዊት ተሓላቂት ሰብአዊ መሰላት ኤልሳ ጭሩም፣ትማሊ ጀኔቫ ኣብ ዝርከብ ኣፍ ደገ ኤምባሲ ጁቡቲ፣ሎሚ ድማ ኣብ ጥቃ ቤት ፅሕፈት UNHCR ነቲ አድማ ምሕሳም ምግቢ ተካይድ'ላ።

ዕላማ'ቲ ምሕሳም ምግቢ ጁቡቲ ንዝሓዘቶም ሓተቲ ዑቁባ ኤርትራውያን ከም ዝኾነ ሓታቲ ዑቁባ ንክትሕዞም ንምሕታትን ዛጊድ ብሰንኪ ሕማቅ አተሓሕዛ ዝወረዶም ጉድአት ቆላሕታ ንኽረክብ ንምግባር'ዩ ክትብል'ውን ገሊፃ።
ሙሉእ ትሕዝትኡ ካልኣይ ክፋል
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:45 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG