ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ደሴት ኤሊስ፡ ናይ ብዙሓት ስደተኛታት መእተዊ ናብ ኣመሪካ ዝነበረ ደሴት

ደሴት ኤሊስ፡ ናይ ብዙሓት ስደተኛታት መእተዊ ናብ ኣመሪካ ዝነበረ ደሴት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:25 0:00

ደሴት ኤሊስ፡ ናይ ብዙሓት ስደተኛታት መእተዊ ናብ ኣመሪካ ዝነበረ ደሴት

ስደት ናብ ኣመሪካ ቅድሚ ሕጂ ኣፀጋሚ ወኣይነበረን። ቅድሚ ኣስታት 100 ዓመታት ስደተኛታት ናብ ኣመሪካ ክኣትው ከለው ሽሞም፣ ስርሖምን ናብ ኣመሪካ ዝኣተውሉ ወደብን ጥራሕ የመዝግቡ ኔሮም። ንልዕሊ 62 ዓመታት ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ብማእከል መሳለጥያ ስደተኛታት ዝነበረ ደሴት ኤሊስ ኣቢሎም ኣትዮም። ንስደተኛታት ናይ ምስላጥ መስርሕ ጠጠው ዘበለሉ ቅድሚ 70 ዓመታት ኣብዚ ወርሒ ሕዳር ነይሩ።

ብመሰረት ፀብፃብ ማእኸል ምርምር ፒው ኣብ 2020 ልዕሊ 50 ሚሊዮን ዓለምለኸ ስደተኛታት ኣብ ኣመሪካ ይነብሩ ነይሮም። እዚ ካብ ዝኾነ ይኹን ካልእ ሃገር ንላዕሊ እዩ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG