ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምዕቃብ ሓራምዝ ኬንያ


ምዕቃብ ሓራምዝ ኬንያ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:47 0:00

ምዕቃብ ሓራምዝ ኬንያ

ኣብ ኬንያ ዘለዉ ተሓለቕቲ እንስሳ ዘገዳም፡ ሓራምዝ ንምሕላውን ቁጽሮም ከም ዝውስኽ ንምግባርን ጻዕርታት የጎሳጉሱ ኣለዉ።

እዚ ዝኸውን ዘሎ፡ ሓራምዝ ኣብ ምሕደራ ለውጢ ክሊማ ኣገዳሲ ተራ ኣለዎም ዝብል መጽናዕቲ ድሕሪ ምውጽኡ`ዩ።

ሃገራዊ ሕዛእቲ ኣምቦሰሊ ልዕሊ 2,500 ሓራምዝ ከም ዘለውኦ ይእመን። ዝሓለፈ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝተራእየ ከቢድ ደርቂ ግን ልዕሊ 400 ሓራምዝ ቀቲሉ`ዩ። ሕጂ ግን ኮሚኒቲ ማሳይ ነቶም እንስሳ ዘገዳም ንምሕላው መደባት ሒዞም መጽዮም ኣለዉ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG