ኣዲስ ኣበባ —
መንግስታዊ ትካል ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡ ካብ ዝመፅእ ወርሒ መስከረም ጀሚሩ፡ ኣብ ክፍሊት ኣገልግሎት ለውጢ ከም ዝገብር ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኢንጅነር ሽፈራው ተሊላ ትማሊ ረቡዕ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፣ ካብ 1 መስከረም 2017 ዓ.ም ጀሚሩ ንኣርባዕተ ዓመታት፣ በብሰለስተ ወርሒ ኣብ ክፍሊት ኣገልግሎት ወሰኽ ከም ዝግበር ተዛሪቦም። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ንድምፂ ኣመሪካ መብርሂ ዝሃቡ፡ በዓልሞያ ቁጠባ ድማ፣ እቲ ውሳነ ናህሪ ዋጋን ምኽባር ናብራን ዘነሃህር እዩ ይብሉ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ