ዋሽንግተን —
ኣመሪካውያን ንዝውክሎም ፕረዚደንትን ሰልፊን ንምምራጽ በበይኑ ቅጥዕታት’ዮም ዝጥቀሙ። ገሊኣቶም ንቍጠባን ምርግጋእን ቀዳምነት ክህቡ እንከለዉ፡ ካልኦት ግን ፖሊሲ ዝምረጽ መራሒ ናብታ መበቆል ሃገሮም ዝዀነት ዓዲ’ውን ንዝህሉዎ ኣጠማምታ ኣብ ግምት ዘእትዉ’ዮም። ንሎሚ እምበኣር ካብ ኤርትራን ክልል ትግራይ ኢትዮጵያን ተወሊዶም፡ ሕጂ ዜጋታት ኣመሪካ ምስ ዝዀኑ ሰለስተ ዜጋታት ዝተገብረ ጻንሖት ከነቕርብ።
ኣማረ ይስሃቅ ተባሂሉ ዘሎ ኣማረ ሉቃስ ብዝብል ተኣሪሙ ክረኣ ብትሕትና ንሓትት።
ቅጥዒ