ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምርጫ ኣመሪካ ካብ ማዕዶ -- ወሃብቲ ርእይቶ ኣስመራን መቐለን

ምርጫ ኣመሪካ ካብ ማዕዶ -- ወሃብቲ ርእይቶ ኣስመራን መቐለን
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:28 0:00

ምርጫ ኣመሪካ ካብ ማዕዶ -- ወሃብቲ ርእይቶ ኣስመራን መቐለን

ምርጫ ኣመሪካ ኣብ ምሉእ ዓለም ብማዕረ ዝጸሉ ምዃኑ ርዱእ'ዩ። ማዕረኡ ድማ ነተን ኣብ ተደጋጋሚ ዘይምርግጋእ ዝርከባ ሃገራት ኤርትራን ኢትዮጵያን እቲ ውጽኢት ምርጫ ንሰላም መንገዲ ዘርሑ ክኸውን'ዮም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣስመራን መቐለን ዝምሕጸኑን ዝትስፈዉን።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG