ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምንቅስቓሳት ምርጫ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን መቐለን ንታይ ይመስል?


ምንቅስቓስን ድባብን ምርጫ ከተማታት ኣዲስ ኣበባን መቐለን ምስቶም ዝሓለፉ ምርጫታት እንትወዳደር ዝሕል ዝበለ ይመስል ይብል ንስራሕ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ መሳርሕትና ግርማይ ገብሩ።ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ‘’ምስ ኢህወዴግ መፃኢ ግዜ ብሩህ እዩ “ ዝብል ጭርሖ ዝተፅሓፎም ፖስተራት ፈቖዶ ጎደናታት ተለጢፎም ከምዘለው ይገልፅ።ኣብ ከተማ መቐለ እውን ቅድሚ ሎሚ ኣብዝተኻየዱ ምርጫታት ዝተፈላለዩ ኣካላት የሰናድኡዎም ዝነበሩ መድረኻት ክትዕ ዝተፈላለዩ ሕፁያት ፓርታት ዛጊድ ከምዘይተኻየደ ይሕብር። ምሉእ ትሕዝትኡ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:09:20 0:00

XS
SM
MD
LG