ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ትራምፕ ንሳልሳይ እብረ መዝነት ይወዳደሩ'ዶ ይኾኑ?


ፕረዚደንት ኣመሪካ እንተበዝሐ ንኽልተ እብረ ስልጣን ወይ'ውን ንሸሞንተ ዓመት እዩ ዘገልግል። ስለዝኾነ ኣብቲ ኣብ ሕዳር ዝካየድ ምርጫ፤ ጆ ባይደን ወይውን ዶናልድ ትራምፕ ይተዓወቱ ናይ መወዳእታ እዋን ስልጣኖም እዩ ክኸውን።ይኹንእምበር ትራምፕ ግን ንሳልሳይ እብረ ይሓስቡ ኣለዉ።

ዶናልድ ትራምፕ ንኻልኣይ እብረ ስልጣን ወፍሪ የካይዱ ኣብ ዘለዉሉ እዋን ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነቲ ኣብ1945 ፕረዚደንት ፍራንክሊን ዴላኖ ሩዝቬልት ንኣርባዕተ እብረ ኣብ ስልጣን ዝፀንሕሉ እዋን ብምጥቃስ ንሳልሳይ እብረ ክቅፅሉ እንተኾይኖም ነቲ ዝዓበየ ተሓላቂ ምውናን ጠመንጃ ኣሜሪካ ክሓትዎ ተሰሚዖም ኣለው። ንሱ'ውን ኣወንታዊ መልሲ'ዩ ሂቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

Recommended

XS
SM
MD
LG