ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉዳይ ምንጻል ጥንሲ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ


ጉዳይ ምንጻል ጥንሲ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:43 0:00

ጉዳይ ምንጻል ጥንሲ ኣብ ምርጫ ኣመሪካ

ደምበታት ምርጫ ባይደንን ትራምፕን ብዛዕባ ምንጻል ጥንሲ መልእኽትታቶም ኣብ ዘመሓላልፍሉ ዘለዉ እዋን፡ እቲ ኣካታዒ ጉዳይ ቅድሚ ፕረዚደንታዊ ምርጫ 2024 `ውን ኣብ መንጎ ኣድመጽትን ሓገግቲ ኣካላትን`ውን ኣዘራራቢ ኮይኑ ቀጺሉ`ሎ።

ዝሓለፈ ረቡዕ ኣብ ፐንሲልቨንያ ጎስጓስ ምርጫ ትገብር ዝነበረት ምኽትል ፕረዚደንት ኣመሪካ ካመላ ሃሪስ ኣብ ብርክት ዝበላ ግዝኣታት ዝግበር ዘሎ እገዳታት ምንጻል ጥንሲ ኮኒና።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG