ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣንጎላ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ጠንቂ ሞት ሾሞንተ ብጾቶም ብዙሕ የሻቕሎም


ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፡ ኣብ ኣንጎላ ብዘይተፈልጠ ሕማም ካብ ዝሞቱ ሰባት፡ ሸሞንተ ኤርትራውያን ይርከብዎም። እቲ ሕማም ከም ዓሶ ዝመሳሰል ምልክት ረስንን ቅርጥማትን ዝርእይ ኮይኑ፡ ሓካይም ኣንጎላ፡ `ዲንጊ ፊቨር` ዝብሃል ካብ ዲንግ ዝብሃል ቫይረስ ዝመጸ ምዃኑ ከምዘገለጽሎም ገለ ኤርትራዊያን ነበርቲ ርእሰ-ኸተማ ሉዋንዳ ሓቢሮም።

ካብ መንጎ `ቶም ኣብ ኣንጎላ ዝነብሩ ኤርትራውያን ሓደ ሰለሞን ገብረስላሰ ብስልኪ ረኺብና`ዮ`ለና።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ኣብ ኣንጎላ ዝነብሩ ኤርትራውያን፡ ጠንቂ ሞት ሾሞንተ ብጾቶም ብዙሕ የሻቕሎም
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:18 0:00

XS
SM
MD
LG