ዋሽንግተን —
ፕረዚደንት አል ሲሲ ንዓብይ ናይ ሃገሮም ቴሌቭዥን ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሃገሮም ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝኾነ ውዲት ከምዘይትፍሕስ ተዛሪቦም ኣለዉ።
ናይ ኢትዮጵያ ፕረዚደንት ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ኣብ ቀረባ ኣብ ፓርላማ ሃገሮም ዘስምዕዎ መደረ ነቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ዘይምርግጋእ አተሓባቢሮምዮም ዝበልዎም ምጥቃሶም ይዝከር።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።